ህግደፍ፡ እናጸላእናካ ብሓይሊ ፍተዉኒ ኣይትበለና

ህግደፍ፡ እናጸላእናካ ብሓይሊ ፍተዉኒ ኣይትበለና ናይ ትማሊ ውድብ ህዝባዊ ግንባር ናይ ሎሚ ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ፡ እቲ ብልዑል ተወፋይነት ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ዝተረጋገጸ ናጽነት ጨውዩ፡ ኣብ 1991 “ግዝያዊ መንግስቲ” ኢሉ ስልጣን ምስሓዘ ክሳብ ለይቲ ሎሚ እታ ዝደየባ ኮረሻ ኣይለቀቃን። ባዕሉ ዝቆጻጸሮ ስማዊ ሃገራውን ዞባውን ባይቶታት፡ ብጥቡቅ […]

This post originally appeared on assenna.com. Click here to read more....

Be the first to comment

Leave a Reply

Your email address will not be published.


*