ህጹጽ መጸዋዕታ ንኩሎም ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን

ህጹጽ መጸዋዕታ ንኩሎም ኣብ  መላእ ዓለም ዝርከቡ ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን 15 ሕዳር 2017 – ምልካዊ ስርዓት ንምውጋድ መናሃርያ ንግበራ ክቡራት ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን፦ ከም ደለይቲን ተቓለስትን ንፍትሒ መጠን፣ በቲ ኣብ ሃገርና ወሪዱ ዝርከብ ኣሰቃቒ ኩነታት ከም ትሳቐዩን ትጉህዩን ጥርጥር የብልናን።  ክብርቲ ሃገርና ህዝባ ተጓሕጉሑ ፣  […]

This post originally appeared on assenna.com. Click here to read more....

Be the first to comment

Leave a Reply

Your email address will not be published.


*