ህጹጽ መጸዋዕታ ንደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን

ህጹጽ መጸዋዕታ ንደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን ኣብ’ዚ ዝሓለፈ ሳምንታት ብዝተኸሰተ ኩነታት ሃገርናን ከባቢናን ዝተሻቐለ ህዝብና፡ናይ ክተት መጸዋዕታ ኣቕሪቡ ኣሎ።በዚ መሰረት ንዕለት 31 ነሓሰ(August 31)2018 ኣብ ጀነቫ ስዊዘርላንድ ሰላማዊ ሰልፊ ድሕሪ ምክያድ ንጽባሒቱ ኩሉ አሪትራዊ ዝሳተፈሉ ኣኼባ ክካየድ እዩ።ኣብ’ዚ ግዜ’ዚ ጠለብ ህዝብና፡”ንኩልና ዘጽልል ሓደ መሪሕነት የድልየና ኣሎ” […]

This post originally appeared on assenna.com. Click here to read more....

Be the first to comment

Leave a Reply

Your email address will not be published.


*