ህጹጽ ጻውዒት ተጋደልቲ ህዝባዊ ግምባር፡ ነበርቲ ዓባይ ብሪጣንያ፡ ንምእላይ ውልቀ-መላኺ ኢሰያስ – ካብ ስልጣን

        10/10/2018 ህዝቢ ኤርትራ ነቲ ብሰላማዊ መንገዲ ሃገራዊ ልኡላውነቱ ንምርግጋጽ ዘካየዶ ቃልሲ ስለ ዘይተዓወተን ካልእ መንገዲ ስለ ዘይነበሮን ኢዩ ናብ ጎነጻዊ ቃልሲ ዝሰገረ። እቲ ኣብ 1961 ዓ.ም ዝጀመሮ ብረታዊ ቃልሲ’ውን ብዙሕ ሓጎጽጎጽ ኢዩ ሓሊፉ። እቲ ቃልሲ ናይ ብምሉኡ’ቲ ህዝብን፡ ድምር ዓወታት ኩሎም ተጋደልትን እኳ እንተነበረ፡ ኣብ […]

This post originally appeared on assenna.com. Click here to read more....

Be the first to comment

Leave a Reply

Your email address will not be published.


*