ሎሚ ንጉሆ 26 ሰነ ኣብ ኣህጉራዊ ማያት ማእከላይ ባሕሪ ኣብ ሓደ ወገን ጥራይ ልዕሊ 80 ካብ ሚእቲ ኤርትራውያን ዝርከቡዎም 1066 ስደተኛታት፣ ብኻልእ ሸነኽ ድማ ኣስታት 2400፣ ብድምር ኣስታት 3500 ስደተኛታት ከምዝደሓኑ ምንጭታት ኣሰና ካብታ VOS HESTIA ተባሂላ እትፍለጥ ናይ ድሕነት መርከብ ሓቢሮም።

ሎሚ ንጉሆ 26 ሰነ 2017፣ ካብ ገማግም ሊብያ ኣስታት 20 ኪሎምሜተር ኣብ ኣህጉራዊ ማያት ማእከላይ ባሕሪ ልዕሊ 80 ካብ ሚእቲ ኤርትራውያን ዝርከቡዎም 1066 ስደተኛታት በቲ Search and Rescue (SAR) ተባሂሉ ዝፍለጥ ናይ ድሕነት ወፍሪ ከምዝደሓኑ ምንጭታት ኣሰና፣ ካብታ ኣብዚ ሰዓት ‘ዚ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ እትርከብ፣ […]

This post originally appeared on assenna.com. Click here to read more....

Be the first to comment

Leave a Reply

Your email address will not be published.


*