ሎስ ኣንጀለስ ታይምስ፣ ኣብ ዘእንገዶ ሰፊሕ ዓንቀጽ፣ በቲ ብሓደገኛቱ ካብ ዓለም ኣስጋኢ ዝኾነ ጣሻታት ላቲን ኣመሪካ ናብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ካብ ዝኣትዉ ስደተኛታት ዓለም ኤርትራውያን ከምዝርከቡዎም ደጊሙ ኣረጋጊጹ።

ሎስ ኣንጀለስ ታይምስ፣ ዓቕሊ ጽበታዊ ጉዕዞ ብዝብል ኣርእስቲ፣ ቅድሚ ትማሊ 22 ታሕሳስ ኣብ ዘእንገዶ ሰፊሕ ዓንቀጽ፣ በቲ ኣራዊትን ክብ ኣራዊት ዘይፍለዩ ሸፋቱን ነጋዶ ሓሽሽን ዝበዝሑዎ ብሓደገኛቱ ካብ ዓለም ኣስጋኢ ዝኾነ ጣሻታት ላቲን ኣመሪካ ናብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን ካብ ዝኣትዉ ስደተኛታት ዓለም ኤርትራውያን ከምዝርከቡዎም ብኣብነት ብምጥቃስ […]

This post originally appeared on assenna.com. Click here to read more....

Be the first to comment

Leave a Reply

Your email address will not be published.


*