ሓልዮት ካልኦት ኣህዛብ ዘይብሉ ፍቕሪ ህዝቢ ኤርትራ ክህልዎ ኣይኽእልን’ዩ!!

ክቡራት ኣንበብቲ ብቀዳምነት ዕዙዝ ልባውን ሕውነታውን ሰላምታይ ተቐበሉ። ብምቕጻል ናይ ሎሚ ትሕዝቶ ጽሑፈይ ብ2003 ምስ ሓደ ካብ ክልተ ወለዱ ተጋደልቲ ህ/ግንባር ዝነበሩ ዝተወልደን ኣብ ውሽጢ እቲ ኣእምሮ ደቂ ሰባት ዝብርዝ ሕሱም ገባቲ ስርዓት ህግደፍ ዝዓበየን መትከል ተ/ሚካኤል ዝተባህለ ተመሃራይ ዩኒቨርሲቲ ኣስመራ ነበር ብዝገበርክዎ ዕላል’የ ክጅምር። […]

This post originally appeared on assenna.com. Click here to read more....

Be the first to comment

Leave a Reply

Your email address will not be published.


*