ሓደ ኮለኔል ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ናብ ሱዳን ድሕሪ ምምላጡ ክጭውዩዎ ዝሰዓቡዎ 6 ስለያ ምክትታል ዶባት ኤርትራ ብ ጸጥታ ሱዳን ተታሒዞም

ኣብዚ ዝሓለፈ ቀረባ ምዓልታት ሓደ ተኽለ ሰንበት ዝተባህለ ናይ ኮለኔል መዓርግ ዘለዎ ኣባል ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ካብ ኤርትራ ኣምሊጡ ብወገን ሰዋኪን ናብ ሱዳን ድሕሪ ምእታዉ ክጭውዩዎ ናብ ሱዳን ሰሊኾም ዝኣተዉ 6 ስለያ  ምክትታል ዶባት ኤርትራ ብ ጸጥታ ሱዳን ተታሒዞም ኣብ ቤትማእሰርቲ ከምዝርከቡ ምንጭታት ኣሰና ሓቢሮም። […]

This post originally appeared on assenna.com. Click here to read more....

Be the first to comment

Leave a Reply

Your email address will not be published.


*