ሓደ ጉጅለ ፓይሎታት እስራኤል ካብታ ሃገር ብ መንግስቲ እስራኤል ንዝስጎጉ ኣፍሪቃውያን ሓተቲ ዑቕባ ኣብ ምምብራር ከምዘይተሓባበር ኣፍሊጡ።

ሓደ ጉጅለ ፓይሎታት እስራኤል ካብታ ሃገር ብ መንግስቲ እስራኤል ናብ ሃገራት ኣፍሪቃ ንዝስጎጉ ኣፍሪቃውያን ሓተቲ ዑቕባ ኣብ ምምብራር ነቲ መንግስቲ ከምዘይተሓባበር ብወግዒ ከምዘፍለጠ news week ንማዕከናት ዜና እስራኤል ብምጥቃስ ሓቢሩ። እቲ ናይ ፓይሎታት እስራኤል ተቓውሞ፡ Zizim Community Action ዝተባህለ ዘይመንግስታዊ ማሕበር እስራኤል፡ ማሕበር ኣቭየሽን እስራኤል ከምኡ `ውም […]

This post originally appeared on assenna.com. Click here to read more....

Be the first to comment

Leave a Reply

Your email address will not be published.


*