ሕብረት ኣፍሪቃ፡ ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ `ሃገራት ኣፍሪቃ እንዳ ጓሓፍ እየን` ብምባል ንዝሃቦ ጽዩፍ ርኢቶ ይቕሬታ ክሓተሉ ኣተሓሳሲቡ። ውድብ ሕቡራት ሃገራት ብዓቢኡ፡ እቲ ጽዩፍ ቃላት ትራምፕ `ዓሌታዊ` ምዃኑ ከምዘንጸባርቕ ገሊጹ።

ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶላንት ትራምፕ ኣብዚ ዝሓለፈ ሒደት መዓልታት፡ ንፖሊሲ ኢሚግሬሽን ኣመሪካ ብዝምልከት ካብ ክልቲኡ ሰልፍታት ኣመሪካ ምስ ዝተወከሉ ሰነተራት ኣብ ዋይት-ሃውስ ዘካየዶ ዕጹው ኣኼባ፡  ሃገራት ኣፍሪቃ እንዳጓሓፍ ምዃነን ዝጠቅስ ጽዩፍ ርእይቶ ከምዝሃበ ኣብ ማዕከናት ዜና ኣመሪካን ዓለምን ድሕሪ ምዝርግሑ፡ 55 ሃገራት ኣፍሪቃ ዝውክል ሕብረት ኣፍሪቃ፡ […]

This post originally appeared on assenna.com. Click here to read more....

Be the first to comment

Leave a Reply

Your email address will not be published.


*