መራሕቲ ሰሜን ኮርያን ደቡብ ኮርያን ነቲ ን65 ዓመት ዝጸንሐ ተጻብኦ ኲናት ሓንሳብን ንሓዋሩን ደው ከብሉዎ ተሰማሚዖም።

መራሒ ሰሜን ኮርያ፡ ኪም ጆን ኡን፡ ከምኡ `ውን ፕረዚደንት ደቡብ ኮርያ ሙን ጃ-ኢን ብናይ ኮርያ ኣቆጻጽራ ሎሚ ሰዓት 9 ንጉሆ ኣብቲ ብ demilitarized zone ዝፍለጥ ካብ ወተሃደራዊ ህላወ ነጻ ዝኾነ ዶባት ክልቲአን ሃገራት ብኣካል ተራኺቦም ታሪኻዊ ናይ ሰላም ውዕል ድሕሪ ምፍርራም ነቲ ን65 ዓመት ዝጸንሐ […]

This post originally appeared on assenna.com. Click here to read more....

Be the first to comment

Leave a Reply

Your email address will not be published.


*