መስከረምን ጽንተት ህዝቢ ኤርትራ

መስከረምን ጽንተት ህዝቢ ኤርትራን፡ 11.09.2018፡ ክቡር ህዝቢ ሃገረ-ኤርትራ፡- ኣቐዲመ ጽንተትና ተቃልሕን ትድብስን ወርሒ መስከረም ክትኮነልና ዘለኒ ምንዮት ወሰን ከምዘይብሉ ክእንፍት እፈቱ። ኣስዒበ ከኣ ንግዜን ኣኻውሕን ዘዛርብ ሰብ’ዩ’ሞ፡ ፈጣሪ ዳግማይ ንመስከረም ከቃልሓ ዝኽእል ሓይልን ጥበብን ክልግሰ ልና እምነ። ኣብ ዓውደ-ኣዋርሕና ወርሒ መስከረም ብባህልን ባህርን፣ ብሃይማኖትን ጾሎትን፣ […]

This post originally appeared on assenna.com. Click here to read more....

Be the first to comment

Leave a Reply

Your email address will not be published.


*