ሚኒስተር ጥዕናን ጉዳያት ወጻእን ኢትዮጵያ ዝነበረ ዶር ቴድሮስ ኣድሓኖም ገብረኢየሱስ ዳይረክተር ጀነራል ውድብ ጥዕና ዓለም (WHO) ተመሪጹ።

ሚኒስተር ጥዕናን ጉዳያት ወጻእን ኢትዮጵያ ዝነበረ ዶር ቴድሮስ ኣድሓኖም ገብረኢየሱስ፣ ሎሚ 23 ኣብ ጀነቫ ኣብ ዝተኻየደ ዋዕላ ውድብ ሕብራት ሃገራት፣ ዳይረክተር ጀነራል ውድብ ጥዕና ዓለም (WHO) ኮይኑ ብልዑል ድምጺ ተመሪጹ። ብመሰረት ሓበሬታ ኒው-ዮርክ ታይምስ፣ ዶር ቴድሮስ፣ ኣብ መወዳእታ ዙርያ ናይቲ ምርጫ ካብ 186 ሃገራት ናይ […]

This post originally appeared on assenna.com. Click here to read more....

Be the first to comment

Leave a Reply

Your email address will not be published.


*