ማእከላይ ኮሚተ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ናይ ክልተ መዓልታት ህጹጽ ኣኼባ ገይሩ ትማሊ 13 ሰነ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፡ ነቲ ፈጻሚ ኮሚተ ኢህወደግ ስምምዕ ኣልጅሪስን ውሳኔ ኮምሽን ዶብን ብዘይ ቅድመ ኩነት ምሉእ ብምሉእ ከተግብሮ ዘሕለፎ ውሳኔ ከም እተሰማምዓሉ ኳ እንተገለጸ፡ በቲ ናይ ኢህወደግ ስጉምቲ ከምዘይተሓጎሰ ኣንጸባሪቑ።

ማእከላይ ኮሚተ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ናይ ክልተ መዓልታት ህጹጽ ኣኼባ ገይሩ ትማሊ 13 ሰነ 2018 ኣብ ዘውጽኦ ጋዜጣዊ መግለጺ፡ ነቲ ፈጻሚ ኮሚተ ኢህወደግ ስምምዕ ኣልጅሪስን ውሳኔ ኮምሽን ዶብን ብዘይ ቅድመ ኩነት ምሉእ ብምሉእ ከተግብሮ ዘሕለፎ ውሳኔ ከም እተሰማምዓሉ `ኳ እንተገለጸ፡ በቲ ናይ ኢህወደግ ስጉምቲ […]

This post originally appeared on assenna.com. Click here to read more....

Be the first to comment

Leave a Reply

Your email address will not be published.


*