ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ኣብ ኣስመራ ብካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ንእትምሓደር `ሰሚናርዮ` ተባሂላ ናይ እትፍለጥ ቤት ትምህርቲ ኣካየድቲ ንዝነበሩ ኣባ ጳውሎስ ሃይለ፡ ከምኡ `ውን ሲስተር ትንሳኤ ከምዝኣሰሮም ምንጭታት ሓቢሮም።

እቲ ጸረ ትምህርትን ምዕባለን ዝኾነ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ኣብ ኣስመራ ብካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ንእትምሓደር፡ `ሰሚናርዮ` ተባሂላ እትፍለጥ ቤትምህርቲ ዘካይዱ ዝነበሩ፡ ዓጀኑ ዝዓዶም ኣባ ጳውሎስ ሃይለ፡ ከምኡ `ውን ዓደብዑር ዝዓደን ሲስተር ትንሳኤ ኣሲሩዎም ከምዘሎ ምንጭታት ሓቢሮም። ብመሰረት `ቲ ሓበሬታ፡ እቶም ግዳይ ማእሰርቲ ኮይኖም ዘለዉ ክልተ ኣካየድቲ ቤትምህርቲ […]

This post originally appeared on assenna.com. Click here to read more....

Be the first to comment

Leave a Reply

Your email address will not be published.


*