ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ንኣሽባብ ወተሃደራዊ ደገፍ ኣብ ዝገበረሉ እዋን ኣብ ዶብ ሶማልን ኬንያን ተታሒዞም ኣብ ኢትዮጵያ ተኣሲሮም ዝጸንሑ ክልተ ኤርትራውያን ጋዜጠኛታት ተስፋልደት ኪዳነን ሳልሕ ጋማን ነጻ ከምዝተለቁ ወኪል ኣሰና ካብ ኣዲስ ኣበባ ኣረጋጊጹ።

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ንዕጡቕ ጉጅለ ሶማል፡ ኣሽባብ፡ ወተሃደራዊ ደገፍ ኣብ ዝገበረሉ እዋን እቲ ሶማላዊ ዕጡቕ ጉጅለ ብሰራዊት ኢትዮጵያ ምስ ተደፍአ ኣብ ዶብ ሶማልን ኬንያን ተታሒዞም ኣብ ኢትዮጵያ ተኣሲሮም ዝጸንሑ ክልተ ኤርትራውያን ጋዜጠኛታት ተስፋልደት ኪዳነን ሳልሕ እድሪስ ጋማን ነጻ ከምዝተለቁ ወኪል ኣሰና ካብ ኣዲስ ኣበባ ኣረጋጊጹ። […]

This post originally appeared on assenna.com. Click here to read more....

Be the first to comment

Leave a Reply

Your email address will not be published.


*