ሞያ ስነ-ጥበብ፡ ደም ምፍሳስ ዘይብሉ ግንባር ኩናት

ኣብ ዝኾነ ሕብረተሰብ፡ ተራ ስነ ጥበብን ስነ-ጥበኛታትን፡ “ኣገዳሲ’ዩ፡ ልዑል’ዩ” ኢልካ ብተራ ቃል ዝግለጽ ኣይኮነን። ስነ ጥበብ ኣብ ዝተፈላለየ ሕብረተሰብን መዋእልን ሓደ’ኳ እንተዘይኮነ፡ ናይ ሓባር፡ መግለጽን መለክዕን ግን ኣለዎ። ብመልክዕ ስነ-ጥበብ፡ ንእንታይነት ሕብረተሰብ፡ ጠባያት ሰባት፡ ጸበባን ራህዋን፡ ሓዘንን ሓጎስን፡ ስስዐን ልግስን፡ ትህኪትን ህርኩትነትን፡ ድኽነትን ሃብትን፡ ፍቅርን […]

This post originally appeared on assenna.com. Click here to read more....

Be the first to comment

Leave a Reply

Your email address will not be published.


*