ሪፍት ቫሊ ዩኒቨርሲቲ ኮለጅ ዝተባህለ ብብሕቲ ዝውነን ዩኒቨርሲቲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣስመራ ጨንፈር ከምዝኸፈተ ዘሓበሻ ዝተባህለ ናይ ኢትዮጵያ ማዕከን ማሕበራዊ መራኸቢ ሓቢሩ።

ሪፍት ቫሊ ዩኒቨርሲቲ ኮለጅ ዝተባህለ ብብሕቲ ዝውነን፡ ኣብ ኢትዮጵያ 27 ጨናፍር ዘለዎ ዩኒቨርሲቲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣስመራ መበል 28 ጨንፈር ከምዝኸፈተ ዘሓበሻ ዝተባህለ ናይ ኢትዮጵያ ማዕከን ማሕበራዊ መራኸቢ ሓቢሩ። እቲ ኮለጅ ኣብዚ ዓመት `ዚ ኣብ ኣስመራ ትምህርቲ ክጅምር ምዃኑ `ውን እቲ ሓበሬታ የረድእ። ሓደ ካብ ቀንዲ […]

This post originally appeared on assenna.com. Click here to read more....

Be the first to comment

Leave a Reply

Your email address will not be published.


*