ሱዳን፡ ብወገን ምብራቕ ሱዳን፡ ኤርትራን ግብጽን ጸጥታዊ ስግኣት ኣሕዲረናላ ከምዘለዋ ብወግዒ ገሊጻ – ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ግብጺ ዝገበሮ ናይ ክልተ መዓልቲ ምብጻሕ ፈጺሙ ተመሊሱ።

  ነቲ ሰራዊት ኣዋፊራ ዶባት ኤርትራ ሱዳንን ንምዕጻው ዝወሰደቶ ስጉምቲ፡ `ኮንቶባንዳን ዘይሕጋዊ ምስግጋርን ንምቊጽጻር` ከምዝገበረቶ ብማዕከናት ዜና ከተማኻንየሉ ዝቐነየት ሱዳን፡ ሎሚ 11 ጥሪ ኣብ ዘውጽኣቶ ወግዓዊ መግለጺ፡ ብወገን ምብራቕ ሱዳን፡ ኤርትራን ግብጽን ጸጥታዊ ስግኣት ኣሕዲረናላ ከምዘለዋ ብወግዒ ከምዝተኣመነት ኣገልግሎት ዜና ቻይና፡ ሺንዋ ሓቢሩ። ` ኣኼባ […]

This post originally appeared on assenna.com. Click here to read more....


Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *