ስርዓት ህግደፍ፣ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ኣብ ዓሰብ ንመዓላ ወተሃደራዊ መደበር ዝውዕል ናይ 30 ዓመት ክራይ ረኺባ ከምዘላ ብምጥቃስ ብሓደ ናይ ዓረብ መደበር ቴለቭዥን ንዝቐረበ ዜና ኣሉታ ሂቡሉ።

ስርዓት ህግደፍ፣ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ኣብ ዓሰብ ንመዓላ ወተሃደራዊ መደበር ዝውዕል ናይ 30 ዓመት ክራይ ረኺባ ከምዘላ ብምጥቃስ ሓደ “Maydania” ዝተባህለ ኣብ በይሩት ዝመደበሩ ናይ ዓረብ መደበር ቴለቭዥን ንዘቕረቦ ዜና ኣሉታ ንምሃብ ግዜጣዊ መግለጺ ኣውጺኡ። ኢማራት ዓረብ ኣብ ዓሰብ ወተሃደራዊ መዓስከር ትሃንጽ ከምዘላ ብፍሉጣት ኣህጉራውያን […]

This post originally appeared on assenna.com. Click here to read more....

Be the first to comment

Leave a Reply

Your email address will not be published.


*