ቀታሊ ሰብ ሓርበኛ ካብ ተሰምየ መድሓኒ ሰብ’ከ እንታይ ክበሃል’ዩ?

ኣብ እዋን ቁልዕነተይ፡ “መዋቲ ብህይውቱ እንከሉ ሓጥያት እንተድኣ ገይሩ መቃብሩ ይተፍኦ፡ ኣብ ከውታ ለይቲ ኣብ መቃብሩ ኣውያት ይስማዕ” ዝብሉ ኣዝዮም ዘገርሙን ዘርዕዱን ቃላት እሰምዕ ነይረ። ኣብቲ እዋን’ቲ ሓጥያትን ጽድቅን ንመን ከምዝምልከታን ትርጉመንን ከምዚ ሕጂ ዘለኒ ኣይኹን እምበር ምስ መትኩ ሓጥያተኛ ከይከውን ግን ይጥንቀቅ ነይረ።  ሕብረተሰብና […]

This post originally appeared on assenna.com. Click here to read more....

Be the first to comment

Leave a Reply

Your email address will not be published.


*