ቀታሊ ሰብ ብገበን ክሕተት እምበር፡ ተሓላቂ ሰላም ክቁጸር ኣይግብኦን’ዩ

ሓደ ናብ ራድዮ ኣሰና ንዝሰዶ ጽሑፋተይ ብቀረባ ዝከታተል ግዱስ ሓው፡ “ኣብ ዝኾነ ጽሑፋትካ፡ ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ወይ ውልቀ መላኺ ስርዓት ህግደፍ እምበር፡ መንግስቲ ኤርትራ ወይ ፕረዝደንት ኢሳያስ ኢልካ ኣይትፈልጥን ኢኻ” ክብል ብዋዛ ኣምሲሉ ሕቶን ወቀሳን ሓዋዊሱ ርእይቶኡ ደርጓሓለይ። ዘረባ ናይቲ ግዱስ ሓው፡ “ንለባም ኣምተሉ ክንደይ […]

This post originally appeared on assenna.com. Click here to read more....

Be the first to comment

Leave a Reply

Your email address will not be published.


*