ቀዳማይ ሚንስተር ኢትዮጵያ ዶር ኣቢይ ኣሕመድ፡ ኣስመራ ከምዝኣተወ ኤረ ቲቪ ሓቢራ።

ቀዳማይ ሚንስተር ኢትዮጵያ ዶር ኣቢይ ኣሕመድ፡ ሎሚ ንጉሆ ኣስመራ ከምዝኣተወ ኤረ ቲቪ ሓቢራ። ንቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ፡ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ክቕበሎ ኸሎ፡ ህዝቢ `ውን ኣብ ጎደናታት ኣስመራ ተሰሊፉ እንኳዕ ደሓን መጻእካ ኢሉዎ። ስርዓት ህግደፍ፡ ኣብዚ ሳልስቲ ካብ ኢትዮጵያ ዓበይቲ ኣጋይሽ ክመጽኡና […]

This post originally appeared on assenna.com. Click here to read more....

Be the first to comment

Leave a Reply

Your email address will not be published.


*