ቃል ኣሰና፡ ሓደ ብስራት ማንታ ዓወት ንህዝቢ ኤርትራ!

መግለጺ ኢትዮጵያ ንትግባረ ስምምዕ ኣልጀሪስን ውሳኔ ኮምሽን ዶብን ሓደ ብስራት ማንታ ዓወት ንህዝቢ ኤርትራ እቲ ኣብ ኣፍሪቃ ዝኸፍአ ደማዊ ኲናት ምዃኑ ዝፍለጥ ብዶብ ተሳቢቡ ኣብ 1998 ዝተባርዐ ኲናት፡ ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን ብደም ኣዕለቕሊቑ ኣብ 2000 ዓመተ ምህረት ምስ ኣብቅዐ፡ ክልቲኦም ወገናት ነቲ ጸገም ብስምምዕ  ክፈትሑዎ […]

This post originally appeared on assenna.com. Click here to read more....

Be the first to comment

Leave a Reply

Your email address will not be published.


*