በቲ ንፖለቲካዊ ሃልኪ ተባሂሉ ኣብ ከባቢ ዓሰብን ዛላምበሳን ዝተኻየደ ምኽፋት ዶባት ዕድል ተጠቂሞም ብዙሓት ኤርትራውያን ዶብ ሰጊሮም ኢትዮጵያ ከምዝኣትዉን ከምዝተሸርቡን ተፈሊጡ።

እቲ ብኣጋጣሚ ሓድሽ ዓመት ኢትዮጵያ፡ ንፖለቲካዊ ሃልኪ ተባሂሉ ኣብ ከባቢ ዓሰብን ዛላምበሳን ህዝብን ሰራዊትን ክልቲኡ ህዝብታት ንምርኻብ፡ ብውልቀ መላኺ ኢሳያስን ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዶክተር ዓቢዪ ኣሕመድን ዝተኻየደ ምኽፋት ዶባት ኣጋጣሚ ተጠቂሞም፡ ብዙሓት ኤርትራውያን ብስድራን ብውልቀን ዶብ ሰጊሮም ኢትዮጵያ ከምዝኣተዉን ብኡ ኣቢሎም ከምዝተሸርቡን፡ ካብ ኤርትራ ዝረኸብናዮ […]

This post originally appeared on assenna.com. Click here to read more....

Be the first to comment

Leave a Reply

Your email address will not be published.


*