ባንኪ ሙን ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ን 8 ዓመታት ዝኣሰሮም ምሩኻት ጅቡቲ ምልቃቑ ብኣውንታ ተቐቢሉዎ።

ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፣ ባንኪ ሙን፣ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ኣብ መንጎ ጅቡትን ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስን ብ 2008 ዓመተ ምህረት ኣብ ዶብ ኣብ ዝተኻየደ ግጭት ድሕሪ ምምራኾም ን 8 ዓመታት ዝኣክል ዝኣሰሮም ምሩኻት ወተሃደራት ጅቡቲ ምልቃቑ ብኣውንታ ከምዝተቐበሎ ኣገልግሎት ዜና ሺንዋ ሓቢሩ። ባንኪ ሙን፣ እቲ ኣብ መንጎ ጅቡትን ምልካዊ ስርዓት … more

This post originally appeared on assenna.com. Click here to read more....

Be the first to comment

Leave a Reply

Your email address will not be published.


*