ብስራት፡ ፈነወ ሳትላይት ራድዮ ኣሰና ናብ ኤርትራ ዳግማይ ክጅምር ምዃኑ ንኹሉም ደለይቲ ፍትሕን ራህዋን ህዝቢ ኤርትራ ብሓጎስ ነበስረኩም።

ኣብ መላእ ዓለም እትርከቡ ክቡራት ኤርትራውያን፡ ብሰንኪ ሕጽረት ገንዘብ ክፍሊት ሳተላይት ፈነወኣ ናብ ኤርትራ ኣቋሪጻ ዝጸንሐት ራድዮ ኣሰና፡ ፍትሕን ሰላምን ህዝቢ ኤርትራ ዘገድሶም ውፉያት ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ፡ `ንሕና ከለና እታ ድምጺ ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ ዝኾነት ራድዮ ኣሰና ደው ክትብል የብላን` ኢሎም፡ ናይ ሳተላይት ወጻኢታታ ክሽፍኑ […]

This post originally appeared on assenna.com. Click here to read more....

Be the first to comment

Leave a Reply

Your email address will not be published.


*