ተጋዳላይ መዓንጣኻ ሓሪሩ፡ እንታይ’ሞ ኢድካን’ዶ ሓጺሩ

ኣብዚ እዋን’ዚ ዋላ’ኳ መላእ ህዝቢ ኤርትራ ስቃይን ሓሳረ መከራን ህይወት የሕልፍ እንተሎ፡ ካብኡ ናብኡ ግን እቲ ንናጽነት ኤርትራ ዝሰንከለን ኣብ በረኻ ከርተት ዝበለን ተጋዳላይ፡ ኣብ ስደትን ኣብ ውሽጢ ሃገርን መዕቀኒ ዘይብሉ ሕሰም የሕልፍ ኣሎ። ሓቂ ንምዝራብ፡ እቲ “መጀመርታ እንተለዎ መወዳእታ’ውን ኣለዎ” ኢሉ፡ ነታ ሓንሳብ ዝዓጠቃ […]

This post originally appeared on assenna.com. Click here to read more....

Be the first to comment

Leave a Reply

Your email address will not be published.


*