ነጋሪት ቪድዮ 4ይ ክፋል: ዛንታ ሓቅን ሓሶትን

ሓሶት ናብ ሓቂ፥ ሓቂ ድማ ናብ ሓሶት እንተቀየርናዮ እንታይ ጸገም የምጽእ? ኣሰከረን ርኢኹም ሓጠቅ-ሓጠቅ ኢሉኩም ይፈልጥ ዶ? ታሪኽ ካብ መዓስ ይጅምር? ኣደይ ተኸኣ ትፈልጥዋ ዶ? ኣብ ከረን ተወሊዱ ኣብ ከረን ዝዓበየሞ ብለን ዘይክእል ሰብ ማሕቡሰ ዶ ይውሕዶ? ናይ ሎም ዘመን መዓልቲ ናጽነት ካብ ልደተ ዓባይና ነጃት ጀሚሩ ስለዝቁጸር፥ ዝበዓለሉ ዕለት ግንቦት 24, 70,002,018 ድሕሪ ልደት …

The post ነጋሪት ቪድዮ 4ይ ክፋል: ዛንታ ሓቅን ሓሶትን appeared first on Awate.com.

This post originally appeared on awate.com. Click here to read more....