ንህዝቢ ኤርትራ ተንብዕ ዘለኻ፡ ኣብ ፍርዲ ምስ ቀረብካ መልሲ ክህልወካ ኣለዎ

ብዙሓት ሰባት፡ ኣብ ኤርትራ ቅዋማዊ መንግስቲ ቦታ ስለዘይብሉን ኤርትራ ብውልቀ መላኺ ስርዓት ትድሰቅ ስለዘላን፡ ሕሰምን ውድቀትን ህዝቢ ኤርትራ “ብዘይካ ውልቀ መላኺ ኢሳያስ፡ ዝሕተትን ሓላፍነት ዝወስድን ጉጅለ ወይ ውልቀሰብ የለን” ዝብል እምነት ኣለዎም። ብኣንጻሩ ካልኦት ሰባት፡ “ኣይፋል! ዝባን መንግስቲ” ብምባል፡ ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ኣቦ መንበር ናይቶም […]

This post originally appeared on assenna.com. Click here to read more....

Be the first to comment

Leave a Reply

Your email address will not be published.


*