ን 37 ዓመታት ፕረዚደንት ዚምባብወ ኮይኑ ዝገዝአ ሮበርት ሙጋበ ካብ ስልጣን ወሪዱ።

ን 37 ዓመታት ፕረዚደንት ዚምባብወ ኮይኑ ዝገዝአ ወዲ 93 ዓመት ሮበርት ሙጋበ ካብ ስልጣን ብወለንትኡ ከምዝወረደ ኣፈኛ ፓርላማ `ታ ሃገር ድሕሪ ምግላጹ፡ ህዝቢ ዚምባብወ ኣብ ጎደናታት ዋና ከተማ ሃራረ ሓጎሱ ይገልጽ ኣሎ ። ሮበርት ሙጋበ፡ ኣብ ዚምባብወ ሓጎጽጎጽ ዘይብሉ ምስግጋር ስልጣን ንኽህሉ ነቲ ውሳኔ ብወለንታኡ […]

This post originally appeared on assenna.com. Click here to read more....

Be the first to comment

Leave a Reply

Your email address will not be published.


*