ኣባላት ስለያን ጸጥታን ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ኣብ ቀይዲ ምስ ዘእተዉዎም ዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲ ብምትሕብባር፡ ቤተሰቦም ናብ ስደት ካብ ዘምለጡ ኤርትራውያን ስድራቤታት ኣማኢት ኣሽሓት ገንዘብ ይዘምቱ ከምዘለዉ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም።

ኣባላት ስለያን ጸጥታን ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ከስግሩ ምስ ዝሓዙዎም ዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲ (Human Traffickers) ብምትሕብባር፡ ቤተሰቦም ናብ ስደት ካብ ዘምለጡ ኤርትራውያን ስድራቤታት ኣማኢት ኣሽሓት ገንዘብ ይዘምቱ ከምዘለዉ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። ብመሰረት እቲ ካብ ዞባ ደቡብ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ፡ ኣባላት ጸጥታ ህግደፍ፡ […]

This post originally appeared on assenna.com. Click here to read more....

Be the first to comment

Leave a Reply

Your email address will not be published.


*