ኣባ ባስልዮስ እንታይ’ዮም ክነግሩና ዝደልዩ ዘለዉ-?

መዓርገ-ጵጵስና ብቅድስና ዝጥመት ክቡር መዓርግ ስለ-ዝኾነ፥ ኣብዚ መዓርግ’ዚ ካብ ዝርከቡ ሰባት፥ ንሚዛን ዝኸውን ክብደት ዘይብሉ ፈኵስ ዘረባ ክስማዕ፥ ትጽቢት ክግበረሉ ኣይከኣልን። እዚ ዘሎናዮ ሻምናይ-ሺሕ ዘመን ግና፥ ካብቲ ክኸውን ዝግብኦ መስመር ወጻኢ፥ ካልእ ስእሊ’ዩ ዘርእየና ዘሎ። ከመይሲ ገለ ጳጳሳት ጸሊም ብምኽዳኖም እንተ-ዘይኮይኑ፥ ካብቲ ጸሊም ክዳን ወጻኢ፥ […]

This post originally appeared on assenna.com. Click here to read more....

Be the first to comment

Leave a Reply

Your email address will not be published.


*