ኣብቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝመደበሩ ሕብረት ኣፍሪቃ ላዕለዋይ ዲፕሎማሰኛ ኮይኑ ክሰርሕ ዝጸንሐ ኣቶ መሓመድ እድሪስ ንምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ራሕሪሑ ፖለቲካዊ ዑቕባ ሓቲቱ።

ኣብቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝመደበሩ ሕብረት ኣፍሪቃ ላዕለዋይ ዲፕሎማሰኛ ኮይኑ ክሰርሕ ዝጸንሐ ናስታት 35 ዓመት ከም ኣባል ህዝባዊ ግንባር ተቓለሰ ኣቶ መሓመድ እድሪስ ያውጅ ንምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ራሕሪሑ ፖለቲካዊ ዑቕባ ሓቲቱ። ካብ 1980 ኣትሒዙ ኣብ ማሕበር ተማሃሮ ኤርትራ ብደረጃ መሪሕነት ኣባል ባይቶ ከምኡ ‘ውን ኣባል ፈጻሚት ሽማግለ ኮይኑ ዘገልገለ ኣቶ … more

This post originally appeared on assenna.com. Click here to read more....

Be the first to comment

Leave a Reply

Your email address will not be published.


*