ኣብ ሓርነታዊ ቃልሲ ኤርትራን መንግስትን፡ ከምኡ `ውን ኣብ ደምበ ተቓውሞ ብደረጃ ክብ ዝበለ ሓላፍነት ዝሰርሑ ሰለስተ ተቓለስትን ፖለቲከኛታትን ኤርትራ፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንስምምዕ ኣልጀሪስን ብይን ኮምሽን ዶባትን ብዘይቅድመ ኩነት ክትግብሮ ምዃኑ ዝሃቦ መግለጺ ኣውንታዊ ከምዝኾነ ብምጥቃስ፡ ብግብሪ ክስነ ከምዘለዎ ምስ ድምጺ ኣሰና ኣብ ዝገበሩዎ ዝርርብ ኣተሓሳሲቦም።

ኣብ ሓርነታዊ ቃልሲ ኤርትራን መንግስትን፡ ከምኡ `ውን ኣብ ደምበ ተቓውሞ ብደረጃ ክብ ዝበለ ሓላፍነት ዝሰርሑን ዝሰርሑ ዘለዉን ተቓለስትን ፖለቲከኛታትን፡ ኣምባሳደር ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ፡ ኣምባሳደር ኣድሓኖም ገብረማርያም፡ ኣቶ ወልዴየሱስ ዓማር፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንስምምዕ ኣልጀሪስን ብይን ኮምሽን ዶባትን ብዘይቅድመ ኩነት ምሉእ ብምሉእ ክትግብሮ ምዃኑ ዝሃቦ መግለጺ ኣውንታዊ ከምዝኾነ […]

This post originally appeared on assenna.com. Click here to read more....

Be the first to comment

Leave a Reply

Your email address will not be published.


*