ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፡ ኣብ ኣኼባ ደገፍቲ ስርዓት ህግደፍ ክሳተፍ መደብ ዝነበሮ ሓላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ህግደፍ የማነ ገብረኣብ (ማንኪ)፡ ኣብ ትሕቲ ፖሊስ ኣርሊንግተን ከምዝርከብ ምንጭታት ካብ ዋሺንግተን ዲሲን ከባቢኣን ሓቢሮም።

ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፡ ሎሚ 8 ጥቅምቲ፡ ካብ ሰዓት 2:00 – 6:00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ኣርሊንግተን፡ Double Tree ኣብ ዝብሃል ሆቴል ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ ደገፍቲ ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ክሳተፍ መደብ ዝነበሮ ሓላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ህግደፍ የማነ ገብረኣብ (ማንኪ) ኣብ ትሕቲ ፖሊስ ኣርሊንግተን ከምዝርከብ፡ ምንጭታት፡ ካብ […]

This post originally appeared on assenna.com. Click here to read more....

Be the first to comment

Leave a Reply

Your email address will not be published.


*