ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ St. Paul ዝነበር ህርኩት ኤርትራዊ ብዓል ቢስነስ ማይክ ተኸስተ ንሓንቲ ነብሰ ቅትለት ክትፍጽም ዝፈተነት ኣደ ብምድሓኑ ብኣኽበርቲ ሕጊ፣ ‘Ramsey County Sheriff’s Award for Excellence’ ዝብሃል ናይ ኣብነታዊ ኣበርክቶ ማዳልያ ክሽለም እዩ።

ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ St. Paul ሬድ ሲ ማርኬት ዝብሃል ቢዝነስ ዝውንን ህርኩት ኤርትራዊ ማይክ ተኸስተ ንሓንቲ ብሓደ ድልድል ዘሊላነብሰ ቅትለት ክትፍጽም ዝፈተነት ኣደ ብምድሓኑ ሎሚ ሰኑይ ብኣኽበርቲ ሕጊ ናይቲ ዝነበረሉ ከባቢ፣  ‘Ramsey County Sheriff’s Award for Excellence’ ዝብሃል ናይ ንኡድ ስርሓት ማዳልያ ክሽለም ምዃኑ twincities.com […]

This post originally appeared on assenna.com. Click here to read more....

Be the first to comment

Leave a Reply

Your email address will not be published.


*