ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ስልጣን ዘሎ ሰልፊ ምሕዝነት ኢህወደግ ን ዶር ኣቢይ ኣሕመድ ኣቦ ወንበር ናይቲ ሰልፊ ክኸውን ከምዝመረጾ ማዕከናት ዜና ኢትዮጵያ ትማሊ ምሸት ገሊጸን።

ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ስልጣን ዘሎ ሰልፊ ምሕዝነት ኢህወደግ፡ ትማሊ ምሸት 27 መጋቢት ኣብ ዘካየዶ ድምጺ ናይ ምሃብ መስርሕ ብ 60 ሚእታዊት ንዶር ኣቢይ ኣሕመድ ኣቦ ወንበር ናይቲ ሰልፊ ክኸውን ከምዝመረጾ ማዕከናት ዜና ኢትዮጵያ ትማሊ ምሸት ገሊጸን። ዶር ኣቢይ ኣሕመድ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ክኸውን፡ ምርጭኡንስሙ ብ […]

This post originally appeared on assenna.com. Click here to read more....

Be the first to comment

Leave a Reply

Your email address will not be published.


*