ኣብ ኤርትራ 1500 ግብጻውያን ወተሃደራት ከምዝኣተው ምንጭታት ካብ ኤርትራ ኣረጋጊጾም፡ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ሱዳን ኣዲስ ኣበባ ብምኻድ ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ተዘራሪቡ።

ኣብ ዝሓለፈ ቕንያት 1500 ወተሃደራት ግብጺ ኣብ ማርሳ ተኽላይ ሰሜናዊ ሳሕል ከምዝበጽሑ፡ ቀጺሎም 20 ግብጻውያን ወተሃደራት ኣብ ሂምቦል፡ 15 ግብጻውያን ወተሃደራት ኣብ ከርከበት፡ 43 ግብጻውያን ወተሃደራት ኣብ ሳዋ ከምዝተራእዩ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። ትማሊ 7 ጥሪ `ውን ዓሰርተ ኦራላትን ብርክት ዝበላ ላንድክሮዘራትን ዝሓዘ ሰራዊት ሰሜን […]

This post originally appeared on assenna.com. Click here to read more....

Be the first to comment

Leave a Reply

Your email address will not be published.


*