ኣብ ፈረንሳዊት ከተማ ካሌስ ኣብ መንጎ ስደተኛታት ብዝተላዕለ ምንዕዓብ ኣርባዕተ ኤርትራውያን ብጥይት ቆሲሎም ኣብ ሓደገኛ ኩነታት ከምዝርከቡ ቢቢሲ ሓቢሩ።

ኣብታ ናብ ዓዲ እንግሊዝ ንምስጋር ስደተኛታት ዝተኣኻኸቡላ ፈረንሳዊት ከተማ ካሌስ ኣብ መንጎ ስደተኛታት ብዝተላዕለ ምንዕዓብ ካብ ሓደ ኣፍጋኒስታናዊ ብዝተተኮሰሎም ጠያይቲ ኣርባዕተ ኤርትራውያን ብጽኑዕ ቆሲሎም ኣብ ሓደገኛ ኩነታት ከምዝርከቡ ቢቢሲ ንዘቤታዊ ምንጭታት ብምጥቃስ ሓቢሩ። እቲ መግቢ ክረኽቡ ተሰሪዖም ኣብ ልዕሊ ዝነበሩ ስደተኛታት ጥይት ከምዝተኮሰ ዝጥርጠር ኣፍጋኒስታናዊ […]

This post originally appeared on assenna.com. Click here to read more....

Be the first to comment

Leave a Reply

Your email address will not be published.


*