ኣእዳውናን መልሓስናን፡ ጸገም ህዝብና ክናዋሕ ዕምሪ ህግደፍ ክቅጽል ኣይንጠቀመሉ

ብልሙድ፡ ውድቀትን ሕላገትን ናይ ሓደ ምልካዊ ስርዓት፡ ውሽጣዊ ድኽመታቱን ጸገማት ሕብረተሰብን ንምሕባእ፡ ተዘሪናን ተጻብኦ ገጢሙናን እናበልካ ንኻልኦት ምጥቃን፡ ኣብ በዓላት ጓይላን መደረን ምብዛሕ፡ ኣብ ዝተፈላለየ ኣጋጣሚታት ዘቁጸልጽሉ ሓደስቲ ጭርሖታት ምዝውታር፡ ኣብ ጎደናታት ዓቢ ወተሃደራዊ ምርኢት ምክያድ፡ መደረ መራሒ ምድግጋምን ምስልታቱ ኣብ ጎደናታት ምንጥልጣልን ከምኡ’ውን ዘይሕማምካ […]

This post originally appeared on assenna.com. Click here to read more....

Be the first to comment

Leave a Reply

Your email address will not be published.


*