ኣዴታት ኤርትራ ብኸያሞ ብኸያ

ኣዴታት ኤርትራ ብኸያ መሬት ዝበጣ ጸጉርኽን ንጸያ ብንብዓት ዝጠልቀየ ነጸላኽን ደርብያ ምእንቲ ዝዕጸዱ ዘለዉ ደቅኽን ከም ምጉያ ምእንቲ’ዛ ሃገር ዝተለወጠት ናብ ደም ራህያ ምእንቲ እዚ ዘይሓሰቦ ዝረኸበ! ዘጥፍኡዎ ዘዕበ! ከም ኣራዊት ዝተሃድነ ዝተበተነ ብጓሂ ተጠቢሱ ዝተኸድነ ድነ ብኸያ ‘ተዘንጊዕየ ባዕለይ ተዘንጊዐየ ውላደይ ኢለ ኣራዊት ኣዕቢየየ […]

This post originally appeared on assenna.com. Click here to read more....

Be the first to comment

Leave a Reply

Your email address will not be published.


*