ኤርትራውያን፡ ኣብ ክንዲ ፈታሕቲ ጸገማትና፡ ሓላለኽቲ ጉዳያትና ክንከውን የብልናን

ኣማኢት ኣሽሓት ኤርትራውያን፡ ብሰሪ’ቲ ኣብ ሃገርና ዘሎ ምልካዊ ስርዓትን ድኽነትን፡ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ከም ስደተኛታት ኮይኖም ከርፋሕ ናብራ የሕልፉ ኣለዉ። ካብኡ ናብኡ፡ ብፍላይ እቶም ኣብ ሃገራት ኢትዮጵያ፡ ሱዳን፡ ሊብያ፡ እስራኤል፡ ደቡብ ሱዳንን፡ ጁቡቲ ዘለዉ ኤርትራውያን፡ እቲ ኣህጉራዊ ሕግታት ዘፍቅዶ ንስደተኛ ዝግባእ መሰላትን ውሕስነትን ከም መንበሪ […]

This post originally appeared on assenna.com. Click here to read more....


Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *