ኤርትራውያን ንምጥጣዕ ሃገራዊ ዘተ ከምኡ ‘ውን ኣህጉራዊ ምሕዝነት ኤርትራውያን ዝብሃሉ ክልተ ሲቪካውያን ማሕበራት ከምዝሰመሩ ሓባራዊ ጋዜጣዊ መግለጺ ኣውጺኦም።

ኤርትራውያን ንምጥጣዕ ሃገራዊ ዘተ ((EFND)  ከምኡ ‘ውን ኣህጉራዊ ምሕዝነት ኤርትራውያን (EGS) ዝብሃሉ ኣብ ሕቧ መግስታት ኣመሪካ ዝመደበሮም  ክልተ ሲቪካውያን ማሕበራት ከም ሓደ ሲቪክዊ ማሕበር ኮይኖም ክሰርሑ ድሕሪ ዝበጽሑዎ ውሳኔ ከምዝሰመሩ ብ 15 መስከረም ኣብ ዝዘርግሑዎ ሓባራዊ ጋዜጣዊ መግለጺ ኣረጋጊጾም። እቲ ጋዜጣዊ መግለጺ፣ እቲ ኣውንታዊ እዋናዊ […]

This post originally appeared on assenna.com. Click here to read more....

Be the first to comment

Leave a Reply

Your email address will not be published.


*