`ኤርትራ፡ ምስ ጎረባብቲ ርክባ ብምሕዳስን ጥዑም ጥዑም ቃላት ብዝምዝራብን ብኡንብኡ ኣህጉራዊ እገዳ ክለዓለላ ክትጽበ የብላን` – Tibor Nagy, the U.S. State Department’s assistant secretary for Africa

ሓደ ላዕለዋይ ዲፕሎማት ኣመሪካ ምህዳስ ሰላም ኤርትራን ኢትዮጵያን ብሓጎስ ኳ እንተተቐበለ፡ ንምኽባር ሰብኣዊ መሰላት ብዝምልከት ገና ኣመሪካ ሻቕሎት ከምዘለዋን ካብ ምትሕግጋዝ ዓንቃፊ ኮይኑ ምህላዉን ምግላጹ ሮይተርስ ሓቢሩ። እቲ ቲቦር ናጊ ዝተባህለ ኣብ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ተሓጋጋዚ ሰክረታሪ ኣብ ጉዳያት ኣፍሪቃ ዝኾነ ዲፕሎማት፡ ትማሊ ረቡዕ […]

This post originally appeared on assenna.com. Click here to read more....

Be the first to comment

Leave a Reply

Your email address will not be published.


*