እቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝኸይድ ናይ ሰላም ሰሚናራትን ሙዚቃን ናይ ክልቲኡ ህዝብታት መራኸቢ ድልድል እዩ – ብጴጥሮስ ተስፋጊዮርጊስ

ሱር በተኽ ዝኾኑ ቁኑዓት ሐሳባት ካብ  ተራ   ውልቀ ሰብ ክፍልፍል ይኽእል እዩ።  ኣብ ግብሪ ክትርጎም ግን ብዙሕ  ጻዕረን ተወፋይነትን ክእለትን ናይ መሳለጢ ገንዘብ  የድልዮ። እቲ ናይ ሰላም ምንቅስቃስ   ብኣብረሃም ገብረሊባኖስን  ኣብ ኤሪትራ ዝዓበየ ብምብጋሱ ዝያዳ ኣገዳሲ ይገብሮ። ኩነታት ስደተኛታት ኤሪትራውያን ኣብ ኢትዮጵያ ተንኪፎዎ ክኸውን ይኽእል […]

This post originally appeared on assenna.com. Click here to read more....

Be the first to comment

Leave a Reply

Your email address will not be published.


*