እንታይ ተረኽበ?

ጒንበት 30/2018 ብረድኢ ክፍለ (ባሻይ) ህግደፍ መደረኻ ሰሚዕናዮ ናይ ለብዘበን ኣሕጽር አቢልካዮ ወያነ-ወያነ ገዲፍካዮ ጀማሚርካ ዲኻ ባይታ-ባይታ ዝተሓብአት እምኒ ከም ብርኲታ ከም ኣመልካ ክትጻወት ካርታ እንታይ ተርኽበ? ‘ተደለኻ ዓሻ ትጠባብር ‘ተደለኻ ኣንጊህካ ተዕገርግር እንታይ’ሞ ’ስኻ ዘይትገብር ‘ተደለኻ ነብስኻ ትጸርፍ ‘ተደለኻ ሃንደበት ተዕርፍ ናብ ቃሕ ዝበለካ […]

This post originally appeared on assenna.com. Click here to read more....

Be the first to comment

Leave a Reply

Your email address will not be published.


*