ካብ ምልዕዓል ኣኽርያ ዝተቐስመ ትዕዝብቲ*

ነቲ ኣብ ኣኽርያ ዝተላዕለ ህዝባዊ  ሰላማዊ ሰልፊ፡ ዝተፈላለያ ማዕከናት ዜና  ከምቲ ዝነበሮኣቃሊሐንኦ እየን።   ኣብ ዝተፈላለየ ኩርናዕ ዓለም ዝርከቡ ደለይቲ ፍትሒ እውን ነቲ ምልዕዓል ደጊፎም ድምጾምኣስሚዖም። ደላይ ፍትሒ ኬንካ ፍትሒ ንዝጠልብ ድምጽን ጠለብን ውጹዓት ክትድግፍ ከኣ ንቡር እዩ። እቲ ዘይንቡርን ካብ ትጽቢት ወጻእን ግን፡ ብፍላጥ ኮነ ብዘይፍላጥ፡ ነቲ ምልዕዓል፡ ዘይትርጉሙን መልክዑን ምሃብ እዩ። ብዛዕባ እቲ ፍጻሜ ዓሚቕ ግንዛበ ከይሓዝካ፡ብጸቢብ ባዕላዊ ስምዒት ተገዚእካ፡ ነቲ ድምጺ ህዝቢ ከተነኣእስ ወይ ዘይሕብሩ ክተቀብኦ ግን ነውሪ እዩ። […]

This post originally appeared on assenna.com. Click here to read more....


Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *