ካብ ሳዕሳዕካስ ጾርካ ኣጸቢቅካ ተሓንገጦ

(እዚ ጽሑፍ ካብ ናይ ዓዋተ ናይ ክትዕ ገጽ ዝተቀድሐ እዩ) ትብጻሕ እዛ ደብዳበ ናብ ኩቡር ሓው ማሕሙድ ሳለሕ፡ ምስ ሙሉእ ሰላምታ። ማሕሙድ፡ ኣብ መድረኽ ዓወተ ስለዘይረኸብኩኻ፡ እስኪ ኣበይ ሓኪሉ ኢለ መስከረም ግንጽል እንተበልኩስ፡ ኣሰርካ ኣብኣ ረኺበዮ። ንስኻ ካብ መድረኽ ዓወተ እንተጠፋእካ፡ ኣብ መስከረም ትርከብ፣ ኣቦይ ሃይለ (ኣነ ኣይኮንኩን፡ ናይ ብሓቂ ታሪኽ ስለ ዝኾነ ሽሞም ብስመይ …

The post ካብ ሳዕሳዕካስ ጾርካ ኣጸቢቅካ ተሓንገጦ appeared first on Awate.com.

This post originally appeared on awate.com. Click here to read more....