ክልተ ኤርትራውያን ዲፕሎማሰኛታት ንምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ራሕሪሖም ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ዑቕባ ሓቲቶም።

ኣብ ቀዳማይ ሰሙን ናይዛ ሓዳስ ዓመት 2017 ክልተ ኤርትራውያን ዲፕሎማሰኛታት ንምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ራሕሪሖም ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ዑቕባ ከም ዝሓተቱ ምንጭታት ኣሰና ሓቢሮም። እቲ ቀዳማይ ኣብ ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ጅቡቲ፣ charge d’affairs ዝነበረ ኣቶ ዑመር ሰርማዕ ክኸውን ከሎ፣ ዝሓለፈ ሰሉስ እዩ ኣብ ኣመሪካ ዑቕባ […]

This post originally appeared on assenna.com. Click here to read more....

Be the first to comment

Leave a Reply

Your email address will not be published.


*